https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12278
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ክልልና ካብ ዝረከባ ላዕሎዎት ሆስፒታላት ንሰራሕተኛታት ዘድልዎ ዝተፈላለዩ ናይ ሕክምና ግልጋሎታት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ክወዳደር ሰለዝደለየ ካብዚ ቀፂሊ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ትካላት ክተወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 25, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ነሓሰ 25, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ኮፒ ከተታሓሕዙ እትኽእሉ

2 ካብ ዝምልከቶ ኣካል ዝተወሃበኩም ናይ ብቕዓት መረጋገፂ መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ኽኸዉን ኣለዎ  ቲኦቲ ምዝጉብ እንተኾይኖም እዉን ዘቅርብዎ ዋጋ ቲኦቲ ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ

4ሰዓራይ ምኻኖም እንተፈሊጦም ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልታት ዉዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ

5 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 11/12/2012ዓ/ም ክሳብ 25/12/2012ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 25/12/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሽጉ ሰዓት 9፡00 ይኽፈት

6 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  03 44 41 85 56