ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጣንቃምላሽ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ንወረዳና ዘለዋ መኪና ንምፅጋን ናይ ኢድ ዋጋ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ቤት ዕዮና ይዕድም በዚ መሰረት
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2012 04:30 ጥዋት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ናይ በዓል ዋና መሕተም ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዚኩም ተቕርቡ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሓደ ኮፒ ምስዚ አተሓሒዝኩም ተቕርቡ

4 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 28/11/2012- 1/12/2012ዓ/ም እስካብ ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ሰነድ መረከኒ  ዕለት 01/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914249896/0914107833/0980240865

መመለስ
የጨረታ ምድብ