https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12213
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጣንቃምላሽ ኣብ 2013 በጀት ዓመት ንወረዳና ዘለዋ መኪና ንምፅጋን ናይ ኢድ ዋጋ ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ቤት ዕዮና ይዕድም በዚ መሰረት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ተሽከርካሪ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ናይ በዓል ዋና መሕተም ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዚኩም ተቕርቡ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሓደ ኮፒ ምስዚ አተሓሒዝኩም ተቕርቡ

4 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 28/11/2012- 1/12/2012ዓ/ም እስካብ ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ሰነድ መረከኒ  ዕለት 01/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914249896/0914107833/0980240865