ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ትርጉም ተተርጊሙ ንክቐርብ ዕለት 20/11/2012 መሕተቲ ቁፅሪ PRV 000-0000162 ዕለት 27/11/2012 ብናይ ቤት ፅሕፈት ሕጊ ክፍሊ ብዝቐረበ ሕቶ ትርጉም መሰረት ንምትርጋም ፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ከተርጉም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 02:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 02:02 ጥዋት
  • ቋንቋ ትርጉም /
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ምቅራብ ዝክእል

2 ግብሪ ከፋሊ በቲን ንምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፌርማን ይገበር

4 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 28/11/2012ዓ/ም ክሳብ 30/11/2012ዓ/ም

መመለስ
የጨረታ ምድብ