ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ትርጉም ተተርጊሙ ንክቐርብ ዕለት 20/11/2012 መሕተቲ ቁፅሪ PRV 000-0000162 ዕለት 27/11/2012 ብናይ ቤት ፅሕፈት ሕጊ ክፍሊ ብዝቐረበ ሕቶ ትርጉም መሰረት ንምትርጋም ፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ከተርጉም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 30, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ቋንቋ ትርጉም /
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ምቅራብ ዝክእል

2 ግብሪ ከፋሊ በቲን ንምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፌርማን ይገበር

4 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 28/11/2012ዓ/ም ክሳብ 30/11/2012ዓ/ም

ድሕሪት
ጨረታ መደብ