ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪካል ኬብል ብፕሮፎርማ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሓምለ 24, 2012 02:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሓምለ 24, 2012 02:32 ጥዋት
  • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 21/11/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ 24/11/2012ዓ/ም ሰዓት2፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15

መመለስ
የጨረታ ምድብ