https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12161
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪካል ኬብል ብፕሮፎርማ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 24, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 24, 2012 02:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 21/11/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ 24/11/2012ዓ/ም ሰዓት2፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15