ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ፒቪሲ ኣኸዛ ፕሮጀክት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ኮንስትራክሽን ማተርያል መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ / ሚስማር ባዓል 6ተ 70 ኪሎ ግራም ፣ ሚስማር በዓል 7ተ 70 ኪሎ ግራም ብረት ምላጭ 20
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 08:32 ከሰአት
  • ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 19/10/2012ዓ/ም ሰዓት08፡30 ድ/ሰዓት

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ

4 እቲ ኢንተርፕራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 67 27

መመለስ
የጨረታ ምድብ