መሓዙት ዕቃርን ልቃሕን ሓላ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ በጀት ዓመት 2012ዝነበረ ጠቕላላ ናይ ስራሕ ምንቅስቃስ ብሰብ ሞያ ሒሳብ ኦዲተራት ሒሳብና ክነመርምር ስለዝድለና
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሰነ 20, 2012 02:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሰነ 20, 2012 02:02 ጥዋት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

1 ካብ ክልል ትግራይ ኦዲት ናይ ቀዳማይ ብርኪ ደረጃ 1 ኦዲተር ፍቃድ ዘለኩምን ቅድሚ ሐዚ ኣብ ዕቃርን ልቓሕን ሕ/ስ/ማሕበራት ኦዲት ዝገበርኩም ኦዲተራት ዘለኩን መረዳእታ ሒዝኩም እዚ  ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት መፂእኹም ንክትምዝገቡ ናይ ጨረታ ሰነድ ክትወስዱን ንዕድም

ኣድራሻና 11 ቀበሌ ተሓገዝ ህንፃ ፊት ንፊት ፅጌ ፈርኒቸር ኣንበሳ ባንኪ ካልኣይ ደብሪ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 48 99 04 93 03 42 40 54 67

መመለስ
የጨረታ ምድብ