https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12058
መሓዙት ዕቃርን ልቃሕን ሓላ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ በጀት ዓመት 2012ዝነበረ ጠቕላላ ናይ ስራሕ ምንቅስቃስ ብሰብ ሞያ ሒሳብ ኦዲተራት ሒሳብና ክነመርምር ስለዝድለና
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 20, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሰነ 20, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

1 ካብ ክልል ትግራይ ኦዲት ናይ ቀዳማይ ብርኪ ደረጃ 1 ኦዲተር ፍቃድ ዘለኩምን ቅድሚ ሐዚ ኣብ ዕቃርን ልቓሕን ሕ/ስ/ማሕበራት ኦዲት ዝገበርኩም ኦዲተራት ዘለኩን መረዳእታ ሒዝኩም እዚ  ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት መፂእኹም ንክትምዝገቡ ናይ ጨረታ ሰነድ ክትወስዱን ንዕድም

ኣድራሻና 11 ቀበሌ ተሓገዝ ህንፃ ፊት ንፊት ፅጌ ፈርኒቸር ኣንበሳ ባንኪ ካልኣይ ደብሪ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 48 99 04 93 03 42 40 54 67