ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዋንነቱ ናይ ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ዝኮነ ህንፃ ብደረጃ BC 5/GC 6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ኣብ ከተማ ኣክሱም ከስርሕ ይደሊ ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 17, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 2, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:400.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሓምለ 2, 2012 03:30 ጥዋት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ስራሕ : ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ : ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፣ ናይ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከትሕዙ ዝክእሉ ዝተሐደሰ መቅረባይነትምዝገባ ምስክር ወረቀት ከትሕዙ ዝክእሉ ፣ ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተውሃብዎ ምዝገባ ካርዲ ዘለዎም፤ ቅድሚ ጨረታ ምዕፃዉ ኣቅሪቦም ከገናዝቡ ዝክእሉን

2 ከሎም ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 02/11/2012 ዓ/ም ዘይምለስ 400.00 ዓ/ም ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክገዝኡ ይክእሉ

3 እቲ ጨረታ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 02/11/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 209 ክክፈት እዩ

4 እቲ ዳይሬክቶሬት ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 209 በኣካል ብምቅራብ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-408775

መመለስ
የጨረታ ምድብ