ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕደግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም :: fR pad kit 01፣ ሽቶ ናይ መኪና 09 ፣ ዳሽቦርድ ቅብኣት05 ፣ ናይ ጭቃ መረጋገፂ01
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 10:02 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 10፡00 ይኸዉን

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ሰርተፊኬት ናይ መቕረባይን ሰርተፊኬት ከተቕርቡ ንሕብር

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

መመለስ
የጨረታ ምድብ