https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12039
ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕደግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም :: fR pad kit 01፣ ሽቶ ናይ መኪና 09 ፣ ዳሽቦርድ ቅብኣት05 ፣ ናይ ጭቃ መረጋገፂ01
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 10፡00 ይኸዉን

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ሰርተፊኬት ናይ መቕረባይን ሰርተፊኬት ከተቕርቡ ንሕብር

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75