ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ መሰናድኦ ዓድዋ ንዘሎ ፕሮጀክት ህንፃ BC GC 6ተን ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ዘለዎም ተኻናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሰነ 13, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሰነ 23, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:120,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:300.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሰነ 23, 2012 03:30 ጥዋት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምዝገባ ወረቀት ምስክር ፍቃድ ስራሕ ካርዲ ምዝገባ ተካናታራይነት መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ስም ንግዲ ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉብ ምኻኑን መረዳእታ ዘቅርቡ

2 ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረዱሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መኸበሪ ጨረታ 120000.00 ብስፒኦ ወይ ድማ ብቼክ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረታይ እቲ ቦታ ኣብ ዉሽጢ 100 መዓልታት ሰሪሑ ከቅርብ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ 300 ቅርሺ እንከፈልኩም ካብ 09/10/2012ዓ/ም  ጀሚሩ ምዉሳድ ትክእሉ

 6 ተጫረቲ ብዝወሰዶ  በዝሒ ቅዳሕ ብክልተ ቅዳሕ ብምግባር ሰነድ ጨረታ ብምምላእ ክሳብ 23/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣታዊ ክገብር ዝክእል

7 እቲ ጨረታ 23/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ክክፈት እዩ

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 74 50 14

መመለስ
የጨረታ ምድብ