ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቅሓ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ኣካል ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መሰረት መሊእኩም ንክተቅርቡ ነተሓሳስብ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሰነ 15, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:20,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሰነ 15, 2012 04:30 ጥዋት
  • ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 11/10/2012 ክሳብ ዕለት 15/10/2012ዓ/ም

1 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ትካልና ፈረ ስዉኣት ኢንድስትሪያል ካብ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ

2ተወዳዳሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ቢድ ቦድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ተጫራታይ ሽም ኣድራሻ ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

3 ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 2ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣብ 3ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ሰራሕታኛታትን ከልዕል ዝክእል

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ 20,000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ዉሕስና ከቕርብ ዝኽእል

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ሰዓት ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ምካኑ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

7 ቫት ተመዝገብቲ ምኻኖም መረጋገፂ ከቅርቡ ዝኽእሉ

ሓበሬታ ስልኪ-09 14 72 90 36 /09 14 11 07 19ደዊልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትክእሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ