ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ዝተመረፃ ወረዳ ቀለምቲ ንቃል ኪዳን ሶቖጣ ዲክለሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባበርቲ ግልጋሎት ዝዉዕላ ሃይሉክስ መካይን ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ዝግቦኦም ቅድመ ኩነታት ከም ዝስዕብ ይኸዉን
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሰነ 13, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ሰነ 13, 2012 03:32 ጥዋት
  • መኪና ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ 13/10/2012ዓ/ም ሰዓት3፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15

መመለስ
የጨረታ ምድብ