https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11986
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ዝተመረፃ ወረዳ ቀለምቲ ንቃል ኪዳን ሶቖጣ ዲክለሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባበርቲ ግልጋሎት ዝዉዕላ ሃይሉክስ መካይን ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ዝግቦኦም ቅድመ ኩነታት ከም ዝስዕብ ይኸዉን
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 13, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሰነ 13, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ 13/10/2012ዓ/ም ሰዓት3፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15