ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 05:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 08:30 ከሰአት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬትን ፣ ዝተሓደሰ መቅረባትይነት ብኮፒ ዘተሓሕዝ

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ክሳብ 11/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ መዓልታት ብነፃ ምዉሳድ ትክእሉ

3 ፕሮፎርማ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

4 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ +251345599925

መመለስ
የጨረታ ምድብ