ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና መጋያየፂ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 02:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 02:32 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ

3 ብዉዕሎም መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም

4 ፕሮፈርማ ዝወፀሉ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ይኸዉን

5 ፕሮፎርማ ዝዐፀወሉ ዕለት 01/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት11:30 

6 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 02/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 02፡30

7 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 24 20

መመለስ
የጨረታ ምድብ