https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11788
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና መጋያየፂ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 02:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ

3 ብዉዕሎም መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም

4 ፕሮፈርማ ዝወፀሉ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ይኸዉን

5 ፕሮፎርማ ዝዐፀወሉ ዕለት 01/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት11:30 

6 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 02/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 02፡30

7 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 24 20