ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ዝዉገዱ ንብረታት ዝተፈላለዩ ናይ ሴክተራት ጎማ ናይ መካይን ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣብ ሰነድ ጨረታ ብደንቢ ስለዝገልፅ ነገዚእኩም ንክትርእዩ ንሕብር
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2,500
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 04:30 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 እቲ ዝዉገድ ንብረት ቦታ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ክፍለ ከተማ ሰሜን ይርከብ

2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 18/09/2012ዓ/ም ክሳብ 28/09/2012ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕ

3 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ በዚ ዕለት 28/09/2012 ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

4 መኸበሪ ጨረታ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ወይ ካዓ ጥረ ገንዘብ ብር 2500.00 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 መሸጢ ሰነድ ጨረታ ዋጋ ብር 50 ዘይምለስ ይከዉን

6 እዚ ጨረታ ንቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10

መመለስ
የጨረታ ምድብ