https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11654
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ዝዉገዱ ንብረታት ዝተፈላለዩ ናይ ሴክተራት ጎማ ናይ መካይን ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣብ ሰነድ ጨረታ ብደንቢ ስለዝገልፅ ነገዚእኩም ንክትርእዩ ንሕብር
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2,500
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 እቲ ዝዉገድ ንብረት ቦታ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ክፍለ ከተማ ሰሜን ይርከብ

2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 18/09/2012ዓ/ም ክሳብ 28/09/2012ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕ

3 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ በዚ ዕለት 28/09/2012 ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

4 መኸበሪ ጨረታ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ወይ ካዓ ጥረ ገንዘብ ብር 2500.00 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 መሸጢ ሰነድ ጨረታ ዋጋ ብር 50 ዘይምለስ ይከዉን

6 እዚ ጨረታ ንቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10