ለምለም ካርል ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ሜድካል ኢኩፒመንት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 04:30 ጥዋት
  • ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን

3 ጨረታ መኸበሪ 3000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን

4 ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ማይጨዉ ሆስፒታል ቢሮ ፋይናንስ መፂኩም ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

5 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉኩም ትራንስፖርት ዝተምፅእዎ ምካንኩም ንገልፅ

6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ

7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ዕለት ካብ 29/08/2012ዓ/ም ስካብ 13/09/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 እንትከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 13/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ ሆስፒታል ማይጨዉ ቢሮ ይኸዉን

9ጨረታ እንትክፈት ባዕሎ ወይም ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

11 እቲ ስርዝ ድልዝ እንተየሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 47 57 74

መመለስ
የጨረታ ምድብ