ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንልምዓት ስነ ከባብን መዓድንን ኢነርጅን ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናዉቲ መድሓኒት ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2012 03:02 ጥዋት
  • ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/08/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 23/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57

መመለስ
የጨረታ ምድብ