ኤጄንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ኣብ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ህንፃ ዝርከብ ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 7, 2012 04:30 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ካብ ዕለት 23/08/2012ዓ/ም ኣብ ኤጄንሲና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ410 ምዉሳድ ይኩእሉ

2 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ መለለይ ግብሪ ቲን ናምበር ናይ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዝተገበረሉ

3 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብስፒኦ ዘትሕዙ

4 እቲ ዝምላእ ዋጋ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክምላእ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ 07/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት4፡30  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኤጄንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ቢሮ ቁፅሪ410 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምሳራዝ መሰሉ ዝተሓለ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 29 65

መመለስ
የጨረታ ምድብ