መቐለ ሆስፒታል ቆርቆሮ ገዛ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 08:30 ከሰአት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኻኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/08/2012ክሳብ 16/08/2012 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 62 ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

3 ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 02 46

መመለስ
የጨረታ ምድብ