ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ኒዉ ሚለኒየም ኮሌጅ ናይ EZ 201ን ፎቶ ኮፒ CANON 2420 ማሽን ዝዓይነቱ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስልዝደለየ ዝስዕብ ረቀሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 16, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 16, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ቅድሚያ ይወሃቦ
ቫት ተማዝጋቢ ምካኑ ናይ ቫት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
ሕጋ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል
ቲን ቁፅሪ ተመዝጋቢ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
ናይቲ ዓመት ቫት ዲክለሬሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
ተጫረቲ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ዉዕሊ ይኣስር
እዚ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 06 /05/ 2008 ዓም ኮይኑ እዚ ጨረታ 16 /05 /2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ዝእግዶ ነገር የለን
ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 5 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከይሕዝ ዝክእል
ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዘይመልስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል
ኮሌጅና ዝሓሸ አማራፂ እንተረከቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1047)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (508)
ህንፃ መሳርሒ (7192)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
ምግብን መስተን (514)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (87)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s