ኒዉ ሚለኒየም ኮሌጅ ናይ EZ 201ን ፎቶ ኮፒ CANON 2420 ማሽን ዝዓይነቱ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስልዝደለየ ዝስዕብ ረቀሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 16, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 16, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
- መደብ: ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/
- ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ቅድሚያ ይወሃቦ
- ቫት ተማዝጋቢ ምካኑ ናይ ቫት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ሕጋ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል
- ቲን ቁፅሪ ተመዝጋቢ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ናይቲ ዓመት ቫት ዲክለሬሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ተጫረቲ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ዉዕሊ ይኣስር
- እዚ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 06 /05/ 2008 ዓም ኮይኑ እዚ ጨረታ 16 /05 /2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡ 30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ዝእግዶ ነገር የለን
- ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 5 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከይሕዝ ዝክእል
- ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዘይመልስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል
- ኮሌጅና ዝሓሸ አማራፂ እንተረከቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ