ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ሸዉዓቲአን ክፍለ ከተማታት ከተማና ናይ እግረኛ መሰጋገሪ ዜብራ ቀለም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክቀብእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2012 09:00 ከሰአት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት፣ ናይ ለካቲት 2012ዓ/ም ቫት ዲክልረሽን ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ብናይ ዜብራ ቀለም ምቅባእ ስራሕቲ ከምዝሰርሑ መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 8000 ካ/ሜትር ዉዕሊ ካብ ዝኣስርሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 30 ተኸታተልቲ መዓልቲ ቀቢኦም ከረክቡ ዝኽእሉ

4 መኸበሪ ጨረታ ብር 3000ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ስፒኦ ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 06/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ  ዘይምለስ 50 ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 59 34 11 /03 42 40 87 57

መመለስ
የጨረታ ምድብ