ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንጥንታዊን ታሪካዉን ቤተክርስትይን ዉቅሮ ጨርቆስ ንምፅጋን ሙሉእ ንሙሉእ ካብ ዋንዛ ዝተሰርሐ ማዕፆ ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2012 03:30 ጥዋት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን 2 ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ን ምስክር ወረቀት

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 05/08/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 08/08/2012ዓ/ም ሰዓት 03:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት08/08/2012 ሰዓት 03፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

መመለስ
የጨረታ ምድብ