https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11160
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንጥንታዊን ታሪካዉን ቤተክርስትይን ዉቅሮ ጨርቆስ ንምፅጋን ሙሉእ ንሙሉእ ካብ ዋንዛ ዝተሰርሐ ማዕፆ ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን 2 ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ን ምስክር ወረቀት

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 05/08/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 08/08/2012ዓ/ም ሰዓት 03:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት08/08/2012 ሰዓት 03፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77