ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘአረጉ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲርና ክነወግድ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ንምዉድዳር ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 09:00 ከሰአት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ማሕተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/08/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ይወስዱ

3 ተወዳደርቲ ናይ ናይ ዘመኑ 2012ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝወፀ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ኣብ ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 በቲ ዕለት እሱ 9፡00 ሰዓት ይኽፈት

5 መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝከእል

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 93 43

መመለስ
የጨረታ ምድብ