https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11120
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘአረጉ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲርና ክነወግድ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ንምዉድዳር ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ማሕተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/08/2012ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ይወስዱ

3 ተወዳደርቲ ናይ ናይ ዘመኑ 2012ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝወፀ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ኣብ ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 በቲ ዕለት እሱ 9፡00 ሰዓት ይኽፈት

5 መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝከእል

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 93 43