ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ዘገልገሉ መሳርሕታት ሕርሻ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን፣ ሓፂን መፂንን፣ ብሓራጅ ንተጠቀምቲ ኣጫሪቱ ክሸየጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ራያ አላማጣ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2012 06:30 ከሰአት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ሚዛንን ሰራሕተኛ ጉልበትን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ዝሽፍን

2 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

3 ጨረታ ምስተከፈተ ንባዕልካ ካብ ጨረታ ምግላል ኣይፍቀድን

4 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ንብረት የልዕል

5 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ከ/ስ/ዕ/ምም/ርን ክትገዝእ ትክእሉ

6 መኸበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ይግባእ

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 10/07/2012ዓ/ም ክሳብ 23/07/2012ዓ/ም ክሳብ 11፡30 ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

8 ናይ ጨረታ ቦታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ 24/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 20 04 27 68

መመለስ
የጨረታ ምድብ