https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10924
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ዘገልገሉ መሳርሕታት ሕርሻ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን፣ ሓፂን መፂንን፣ ብሓራጅ ንተጠቀምቲ ኣጫሪቱ ክሸየጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ራያ አላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2012 06:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ናይ ሚዛንን ሰራሕተኛ ጉልበትን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ዝሽፍን

2 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

3 ጨረታ ምስተከፈተ ንባዕልካ ካብ ጨረታ ምግላል ኣይፍቀድን

4 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ብምግባር ንብረት የልዕል

5 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ከ/ስ/ዕ/ምም/ርን ክትገዝእ ትክእሉ

6 መኸበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ይግባእ

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 10/07/2012ዓ/ም ክሳብ 23/07/2012ዓ/ም ክሳብ 11፡30 ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምዉሳድ ይካኣል

8 ናይ ጨረታ ቦታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ 24/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 20 04 27 68