ወረዳ ሓዉዜን ቤት ፍርዲ ን2012በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክል ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 06:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 08:30 ከሰአት
  • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይ 2011ዓ/ም ረ

2 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ምኻኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት

3 ቲን ናምበር ዘቅርብ

4 ናይ መቅረባይነት ዝተሓደሰ ሰርትፊኬት

5 ጨረታ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል  3000.00 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዝወፃሉ ዕለት ክሳብ 15/07/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡30 ዘይምለስ 20.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 15/07/2012 ሰዓት8፡30 ይከዉን

8 ቤት ፍርድና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 67 05 31 ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ