https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10900
ወረዳ ሓዉዜን ቤት ፍርዲ ን2012በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክል ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ሓዉዜን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይ 2011ዓ/ም ረ

2 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ምኻኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት

3 ቲን ናምበር ዘቅርብ

4 ናይ መቅረባይነት ዝተሓደሰ ሰርትፊኬት

5 ጨረታ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል  3000.00 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዝወፃሉ ዕለት ክሳብ 15/07/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡30 ዘይምለስ 20.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 15/07/2012 ሰዓት8፡30 ይከዉን

8 ቤት ፍርድና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 67 05 31 ምሕታት ይካኣል