ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጉለመኸዳ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ፋፂ ዋኑነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ፋፂ ዝኮነ 2ይ ፌዝ G+3 ዝኮነ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ብደረጃ GC/BC 7ተ ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:120000.00
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 03:30 ጥዋት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

ብድምፂ ወያነ ዝተጋወሐሉ ዕለት 3/7/2012

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ተካናተርቲ ፍቃድ ምዝገባ ካርድ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ምዝገባ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጡሉ መረዳእታ ፣ ከምኡ እዉን መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎም

2 ዉሕስና ጨረታ ብብሔራዊ ባንኪ ኢ/ያ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ናይ ገንዘብ ክፍሊት መአዘዚ ማለት እዉን ስፒኦ  120000.00 ቅርሺ ከቅርብ አለዎ

3 ተጫረቲ ናይ ዝጫረቱሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 330 ተከታተልቲ መዓልታት ሙሉእ ንሙለእ ወዲኦም ከረክቡ አለዎም

4 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 25/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዝርከበሉ እንዳ ኮፒ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ኮፒ ብምግባርን ንቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጉለመኸዳ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 3ተ ኦርጅናል ማህተም ኣዉቂዕኩም ክወስዱ ይክእሉ

5 ተጫረቲ ሰነድ ዋጋ ዝመልእኩምሉ ክሳብ 10/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅ/ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ እዮም

6 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 10/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 03 ይክፈት

7 እቲ ከይዲ ስራሕ ካሊእ ዝሓሸ መማረጺ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 3 4 01 59

መመለስ
የጨረታ ምድብ