ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እንዳ መኾኒ ብናይ ኤችድፒ 2ተ በጀት ናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ፕሮጀክት ዝኮኑ ካናልኣብ ግሬድንግን ምንዋሕ ኣብ ጣብያ ሽምጣ ቁሸት ቅንያት ብተወሳኪ ኣብ ጣብያ ንቃሕ ቁሸት ገደፈና ፍሉይ ቦታ ታሕታይ ዓዲ ሽላ ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ን2ይ ግዜ ፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:7000.00
  • ቦታ: መኮኒ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 08:30 ከሰአት
  • ስራሕቲ ማይ/
  • Print
  • Pdf

ስለ ዝደለየ ተጫረቲ ሰነድ ፕሮፎርማ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ እዮም

1 ፕሮፎርማ ምልክታ ካብ 02/07/2012ዓ/ም ክሳብ 08/07/2012ዓ/ም ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ  ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዝርከብ ኮንደምንየም ቁፅሪ ክፍሊ 02 ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

2 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ማይ ዘለኩም

3 ናይ 2012ዓ/ም  ዝተሓደሰ ምስክር መቕረባይነት ደአንት ከተቅርቡ እትክእሉ

4 ተጫረቲ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ጥሪ ወርሒ  2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ተቅርቡ

5 መኸበሪ ፕሮፎርማ 7000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ተወሳኪ ክፍሊት ማለት እዉን ኣድቫንስ ክፍሊት ኣይፍቀድን

7 እቲ ፕሮፎርማ ምልክታ ዕለት 08/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  09 47 77 04 19

መመለስ
የጨረታ ምድብ