https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10811
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን እንዳ መኾኒ ብናይ ኤችድፒ 2ተ በጀት ናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ፕሮጀክት ዝኮኑ ካናልኣብ ግሬድንግን ምንዋሕ ኣብ ጣብያ ሽምጣ ቁሸት ቅንያት ብተወሳኪ ኣብ ጣብያ ንቃሕ ቁሸት ገደፈና ፍሉይ ቦታ ታሕታይ ዓዲ ሽላ ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ን2ይ ግዜ ፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ማይ/

ስለ ዝደለየ ተጫረቲ ሰነድ ፕሮፎርማ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ እዮም

1 ፕሮፎርማ ምልክታ ካብ 02/07/2012ዓ/ም ክሳብ 08/07/2012ዓ/ም ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ  ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዝርከብ ኮንደምንየም ቁፅሪ ክፍሊ 02 ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

2 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ማይ ዘለኩም

3 ናይ 2012ዓ/ም  ዝተሓደሰ ምስክር መቕረባይነት ደአንት ከተቅርቡ እትክእሉ

4 ተጫረቲ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ጥሪ ወርሒ  2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ተቅርቡ

5 መኸበሪ ፕሮፎርማ 7000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ተወሳኪ ክፍሊት ማለት እዉን ኣድቫንስ ክፍሊት ኣይፍቀድን

7 እቲ ፕሮፎርማ ምልክታ ዕለት 08/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  09 47 77 04 19