ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥላሁን ይግዛዉ ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ህንፃ መሳርሒ 3 ኤሌክትሪክ ኣቁሑት 4 ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት 5 ብሎኬት ፣ ጡብ /ብሪክ/ 6 ሞተር ሳይክል ኣወዳድሪና ክንዕድግ ሰለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነትን ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤

3 ኣብ ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ጥሪ 2012 ወርሓዊ ድክሌር ዝገበርኹም መረዳእታን እተቕርቡ::

4 ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝክእል፤

5 መቅረባይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ድሕሪ 15ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ዘሸነፎ ንብረት ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቕርብ ዝኽእል::

6 ኮሌጅና ካብ ዝተኣሰረ ጠቅላላ ውዕሊ ብክፋል ርክክብ ክፍፅም ኣይግደድን፤

7 መወዳደሪ ዶክመንት ዝወሰዶ ሰነድ ነፂሉ እንተትሪፉ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይግበር፡፡

8 መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ነብሰ ወክፍ ገፅ ሰነድ ጨረታ ናይቲ መቅረባይ ትካል ሽምን ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ብምግባር ምቅራብ ዝክእል::

9 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50.00 ቅርሺ እናኸፈልኵም ካብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ደ /ከ /ስ / ዕ ፋ/ንብረት /ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3 ብምዉሳድ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ብሽምዒ ዝተኣሸገ ፖስታ ካብ 25/06/2012ዓ/ም ክሳብ 11/07/2012 ዓ/ም ምእታዉ ትክእሉ፤

10 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት ንሱ ሰዓት 4:00 ይክፈት

11 ንሞተር ሳይክል ጨረታ ካብ 25/06/2012ዓ/ም ክሳብ 25/07/2012ዓ/ም ይከኣል

12 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/07/2012ዓ/ም ሰዓት3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይኽፈት

13 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ኣብ ዘለዉ 45 መዓልቲ ይከዉን፤

14ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ  መከበሪ ጨረታ ዝምለስ ንፅሕፈት መሳርሒ ፣ ብሌኬት ፣ ሞተርሳይክል ብር 3000.00፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ኤሌክትሪክ ፣ ኤሌክትሮኒክስ መኸበሪ ጨረታ 5000.0፣ብጥረ ገንዝብ ወይ ከዓ ካብ ብሔራዊ ባንኪ ኢትዩጰያ ኣፍለጦ ዝተዉሃቦ ባንኪ ብዝትረጋገፀ ስፒኦ አቀዲሙ ከትሕዝ ዝክእል፤

15 ኮሌጅና ኣብ ሕድሕድ በዝሒ ንብረት 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይክእል፤

16 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ 034 7-77 1828 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s