ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ዞባ ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ፀገዴ ኣዉሮራ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናይ ማይ ኤሌክትሪካል ኣቀሑትን ኤሌክትሮኒክስን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን አዉሮራ ንቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ መቀለ እዩ

2 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ  ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ቲን ናምበር ተመዝገባ ዝኮነ

4 ወረቀት ምስክር ንግዲ ፣ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ መወዳእታ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 እቶም ዝተዘርዘሩ ፍቃዳት ብዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ

7 መክበሪ ንኩሉ ዘፈር 3,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

8 መቅረብቲ ካብ ዕለት 29/05/2012ዓ/ም ክሳብ 13/06/2012ዓ/ም ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳጡን ምእታዉ ይክእሉ

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ 13/06/ 2012 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ በቲ ዕለት 4፡30 ይክፈት

10 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ መዓልቲ ን 10 ተከታታሊ ማዐልቲ ይከዉን

11 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ኢንቨሎፕ አተኣሻሽገኡ ሓደ ዓይነት ዝኮነ እቲ ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ አለዎም

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

13 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0919076798 ወይድማ  09 14 19 69 87/ 09 63 46 77 85 / ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s