ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ናይ 2ይ ዙር ጨረታ ን 5ይ ዙር መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮንስትራክሽን ፣ መፀባበቂ/ኮስሞቲክስ/ ፣ ዓለባ ፣ ሕትመት፣ መመገቢ ናዉትን ፣ ኣፋዉስ እንስሳን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል

4 ተመዝጋባይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ምካኑ መረዳእታ ዘቅርብ

5 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክሰ ተመዝጋቢ ናይ ተከታተልቲ ኣወርሕ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ

6 ብኣፍልጦ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብሽም ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 2705/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 12/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዘይምለስ 50 ቀርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

8 እቲ ጨረታ 12/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ኣብ ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 ሰዓራይ ጨረታ ንመኸበሪ ዉዕሊ ጨረታ 10 ሚኢታዊ ዝሰዓሮ ዋጋ ብባንኪ ዝተረጋፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክአል

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 41 41 25 05 /09 14 59 11 08/ 09 48 53 62 08 ይደዉሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s