1 ናይ ዘመነ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ግብሪ ዝኮፈልሉን ፍቃድ ዘሐደሱሉን መረዳእታ ብቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መዓጋዝያ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ
2 ዝተወሃቦ ንግዲ ትካል ምስክር ወረቀት ንግዲ ምስክር ወረቀት ፣ ብቅዓት መረጋገፀፂ ተካናታራይነት
3 ተመዝጋባይነት ፣ ግብሪ ከፋላይ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ፣ ከቅርብ ዝክእል
4 መኸበሪ ጨረታ 50000.00 ብር ብጥረገንዘብ ወይ ብስፒኦ ልዕሊ 3ተ ወርሒ ዝፀንሕ
5 ሰዓራይ ትካል ኣብ ዉሽጢ 3 ተከታተልቲ ዓመታት መዓልቲ ወዲኡ ዘረከብ
6 ሰነድ ጨረታ ካብ 08/05/2012ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያ ከተማ ኣላማጣ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይካኣል ሰነድ ጨረታ ብዝግባእ መሊኦም ክሳብ 09/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ምእታዉ ይክእሉ
7 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ 09/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገዲ መጋዓዝያ ከተማ ኣላማጣ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 2 ይክፈት
8 ሰዓራይ ነቲ ዝሰዓሮ ፐሮጀክት 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል
9 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
10 አቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 74 08 24
መመለስ