ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ.ዝ.ው.ኩባንያ ንላባራቶሪ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሪካል ቦርድ ብፕሮፎርማ ዉስን ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 09:00 ከሰአት
  • ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/
  • Print
  • Pdf

1  ናይ ዘመኑ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ዘለዎም ፣ ቫት ተመዝጋባይ፣ ናይ ቀረባ ወርሒ ቫት ሪፖርት

2 ናይ ዝተሓደሰ መቕረባይ ምዝጋባ ሰርትፊኬትን

3 ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ብር ብምክፋል ኣብ ቢሮ ቁፅሪ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 5000.00 ብር ብመልክዕ ስፒኦ ከቅርብ ይግባእ

5 ፕሮፎርማ ዉስን ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ይኸዉን

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ናይ ትካልና ኣዳራሽ ይክፈት

7ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 80

መመለስ
የጨረታ ምድብ