https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/10169
ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ.ዝ.ው.ኩባንያ ንላባራቶሪ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሪካል ቦርድ ብፕሮፎርማ ዉስን ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1  ናይ ዘመኑ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ዘለዎም ፣ ቫት ተመዝጋባይ፣ ናይ ቀረባ ወርሒ ቫት ሪፖርት

2 ናይ ዝተሓደሰ መቕረባይ ምዝጋባ ሰርትፊኬትን

3 ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ብር ብምክፋል ኣብ ቢሮ ቁፅሪ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 5000.00 ብር ብመልክዕ ስፒኦ ከቅርብ ይግባእ

5 ፕሮፎርማ ዉስን ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ይኸዉን

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ናይ ትካልና ኣዳራሽ ይክፈት

7ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 80