ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ምምሕዳርን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ዝርከብ ሓዱሽ ተፋሳስ ድሬኔጅ ሎት 3 ካብ ባር ለዋሂት ናብ ምዕራፍ ኣየር ኮንደሚኒያ ሎት 4 ካብ ምዕራፍ አየር ኮንደሚንየም ናብ ኣልሚ ኮንደሚንየ ሎት ብዉልቀ ደኣንት ማለት አዉን ሽርክና ማሕበራት ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ BC/GC ኮንትራክተር በናይ በጀት ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ

1 ነዚ እተማልኡ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 29/04/2012ዓ/ም ክሳብ 18/05/2012ዓ/ም ክሳብ 11፡30 ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 80ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

2 ጨረታ 19/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ከተማ ዓዲግራት ይክፈት::

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 10 13

መመለስ
የጨረታ ምድብ