ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ጉለመኸዳ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ፋፂ ቤት መዘጋጃ G+3 ህንፃ ካልኣይ ፌስ ብ GC/BC 7ተን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘሎዎም ስራሕ ተካናተርቲ ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተጫረቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ተካናተርቲ ዝተወሃበ ምዝገባ ካርዲ

2 ንግዲ ፍቃድ ምስክር ወረቀት ምዝገባ ንግዲ መቅረባይነት ምሰክር ወረቀት

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀትን  ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ዲክለሬሽን ምዝገበ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳእታ ዘለዎም

4 ዉሕስና ጨረታ ካብ ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈላዩ ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕሰና ናይ ገንዘብ ክፍሊት መአዘዚ ስፒኦ 100000 ቅርሺ ከቅርቡ ኣለዎም

5 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረቱሉ ፕሮጀክት ስራሕ ሳይት ካብ ዝተረከቡሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 330 ተከታታሊ መዓልትታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክበኑ ኣለዎም

6 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 23/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ እንዳ ኮፒ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ቅዳሕ ብምሓዝን ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ጉለመኸዳ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቁፅሪ ቢሮ 3 ማህተም ኣዉቂዖም ብምምዝጋብ ከወስዱ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ዝጫረቱሉ ዶክሜንት ኣብ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ኣድራሻ ብዝረአ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ 14/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ቅ/ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ እዮም

8 ተጫረቲ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝቀረበ ብትክክል መሊኦም ፌርማን ማህተምን  ቅደም ሰዓብ እቲ ሰነድ ከየዛብዑ እቲ ሰነድ ከምቲ ክሽየጥ ዝነቦሮ ከየጋደሉ ከቅርቡ ኣለዎም

9 ጨረታ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከቡሉ 14/05/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 34 01 59

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s