ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 ዓ/ም ካብ ቤት መዘጋጃ ዝተረከበ በጀት ምስፍሕፋሕ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዋላኩ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ንእሽተይ BC/GC ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተር ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ጥሪ 10, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:75.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት ጥሪ 10, 2012 04:00 ጥዋት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ነዚ እተማልኡ ተጫረቲ  ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 20/04/2012ዓ/ም ክሳብ 09/05/2012ዓ/ም ክሳብ 11፡30 ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ዘይምለስ 75ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

2 ጨረታ 10/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ከተማ ዓዲግራት ይክፈት::

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 10 13

መመለስ
የጨረታ ምድብ