ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 1, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 1, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፍትሒ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ የደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 28, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 28, 2012 3:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 27, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 28, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ መለስ ኣካዳሚ መንገዲ ህንፀት ፕሮጀክት ንዝተፈላዩ ናይ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት (small tools)፣ ፣ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ቲን ናምበር ዘለኩም ኣብ ናይ መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 27, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 27, 2012 8:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ኤሌክትሪካል መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 27, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 27, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ሞልድ መካረይቲ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፣ ሞልድ በዓል 90 ኮምፕሊት ዝኾነ ምስ ሪንግ ሻተርን ካልእ ዘማልእን ንስራሕ ብቀጥታ ዝዉዕል ሞልድ በዝሒ 10 ክሳብ ሰነ 30/2012ዓ/ም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 27, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 27, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ማሽነሪ ክራይ/

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ኣዘር መቕረብቲ ( Electrod 40፣ pipe 12፣ pipe 12 flat፣ iron34)፣ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 27, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 27, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ን 2012 በጀት ዓመት ንፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀነሬተር አውተማቲክ መቀየሪ (ATS) ካብ ዝምልኮቶም መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 9, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 9, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/